ናይ ሞባይል ትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስ

ትምህርቲ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ህይወትካ እንታይ ጽልዋ ከም ዘለዎ ሓሲብካዶ ትፈልጥ? ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኩሉ ተገሊጹ ኣሎ። ብናጻ ኣብ ሞባይልካ ናይ ትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስ ኣፕሊኬሽን ንምውራድ ኣብ ታሕቲ ጠውቕ ።