ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብኸመይ ከም እትጽሊ ኽምህረካ ይኽእል እዩ
ልክዕ ከምቲ ናይ ውሉዱ ድሌታትን ተውህቦታትን ዝፈልጥን፣ ፍጹም ውህበት ክቕበሉ ከለዉ ድማ ኣብ ገጽ ደቁ ሓጐስ ክርኢ ባህ ዝብሎ ወላዲ ፡ ናይ እግዚኣብሄር ልቢ ንዓኻ እውን ከምኡ እዩ ። ህይወትካ ብዘይጠቅም ጭንቀት ከተባኽን ኣየድልየካን እዩ ። የግዳስ ፡ ኣብቲ ኣምላኽ ከም ዝሓልየልካን ንደቁ ኺባርኾም ከም ዝፈቱን ዝገልጽ ቀሊል ፍልጠት ክትነብር ትኽእል ኢኻ ጸሎት ብድሌታትካን ባህግታትካን ኣብኡ ትኣምን ምኻንካ ዘርኢ ናብ እግዚኣብሄር ዘቅርብ መገዲ ኢዩ። ኵሉ እቲ ክትገብሮ ዘሎካ ነገር ክትሓትት ጥራይ ኢዩ።
ብዛዕባዚ ምስ ሓደ ሰብ ከዘራረብ ይደሊ እየ፡
መጽሓፍ ቅዱስ ይደሊ እየ፡
ጸጋኡ ኣባና ዓብዪ እዩ እሞ፣ ሓቂ እግዚኣብሄር ድማ ንዘለአለም ይነብር እዩ። ሃሌሉያ።
መዝሙር ዳዊት 117:2